Backgroound Image

ግሎባል ኣክሽን  መዓልታት

ባህሊ ሓልዮት – ባህሊ ኲናት ኣይኮነን!

ካብ 17-25 ኖቭምብር 2023 ዓ.ም

ግሎባል ኣክሽን  መዓልታት ኣንጻር ወተሃደራዊ ስርዓት  / ሚሊተሪዝም/

ምስቲ ኣብ ሓደ እዋን ዝካየድ ዓለማዊ መዓልታት ስጉምቲ ኣንጻር ወተሃደራዊነት / ሚሊተሪዝም/
ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሃገራት ኵነታት ዝተወደበ ኮይኑ፡ ኣብ መላእ ዓለም ኣንጻር ወተሃደራዊ / ሚሊተሪዝም/ መሓውራትን ምስ ምዝመዛን ኣድልዎን ስርዓታት ዘለዎም ምትእስሳርን ሰፊሕ ተቓውሞ ክግበር ንጽውዕ።

እቲ ሰፊሕ ተቐባልነት ወተሃደራዊ ዓመጽ ኣብ በርጅዋዚ ስነ-ሓሳብን ኣተሓሳስባን ዝተመርኮሰ እዩ፣ ፡ ቀጻሊ ህላወ ርእሰማላውነት/ካፒታሊዝም/፡ ዓብላልነት ጾታ : መግዛእትን ንምርግጋጽ፡ ሓደጋታት ከም “ኣድላዪ ክፍኣት” ከም ንቡር ይረአዩ።

እዞም ስርዓታት እዚኦም ኣብ ቀጻሊ ምጉዳል ዋጋ ፍሉይ ህይወት ደቂ ሰባት – ሰራህተኛታት፡ ስንኩላን፡ ዝተገለለ ጾታ ዘይብሎዎም ሰባት፡ ጸለምቲ፡  ደቅትባታን  – ከምኡ’ውን ኣብ ህይወት፡ ተፈጥሮ፡ ፕላኔትን… ልዕሊኡን ኪኖኡን ምዃኑ’ዩ።
እዚ ድማ ብስም ጸለምቲ፡ ርእሰማላውነትን /ካፒታሊዝም/፣  ልዕልና ጸአዱን ፣ ዓብላልነት ደቂ ተባዕትዮ  ዝግበር ውድድርን ናይ ውግእ ኣተሓሳስባን ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ብመልክዓት (ኒዮ)መግዛእታዊ ምስፍሕፋሕ፡ ወተሃደራዊ ጎበጣ፡ ወተሃደራዊ ምውጻእ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታት፡ ጾታ ዝምልከት መልክዕ ዓመጽ ከም ልምዲ ስቅያትን ኲናትን ከምልሙድ ክቁጽር ይገብሮ። ፣ ምቛም አብ ዶባትን ንራኢዮ ቅትላት ወድ ስብ ፣ ቀጻሊ ምጉዳል ሰብኣውነትን ቅትለትን ጸለምቲን ደቀባታን ብሰንክ ወተሃደራዊ ስርዓት  / ሚሊተሪዝም/ ይቅጽል ።
ስለዚ ህይወት ዘክብሩ ማሕበረሰባትን ኣነባብራን እንተደሊና ሽዑ ባዕልና ክንፈጥሮም ኣለና። ምውጋድ ወተሃደራዊ ስርዓት  / ሚሊተሪዝም/ ፕላኔት ማለት ንጨቋኒ ስርዓታት  ደው ኣቢልካ ኣብ ክንድኡ ምውጥዋጥን ምጥፋእን ከምኡ’ውን ምስ ናይ ሓባር ስርዓታት ምጅማር ማለት እዩ።
ንዩቶፕያዊ መጻኢ ንምቅላስ ዝግበር ራእይ።

ካብ 17 ክሳብ 25 ሕዳር 2023 ንውልቀሰባት፣ እኩባትን ትካላትን አንጻር መግዛእቲ፣ ዓለምለኻዊ አታህሳስባን፣ ዓብላልነት ደቂ ተባዕትዮ ዘይኮነ  ኣረኣእያ ወተሃደራዊ ስርዓት  / ሚሊተሪዝም/   ተቓውምቲ ብሃባር ክንዳሉ ስነ-ጥበባውን ምዝባዕን ዝፈጥር ተግባራት ንምውዳብ ንእድም።  ንኣሽቱ ተግባራት እውን ቅቡላት እዮም ኣብ ትሕዝቶ ስዊዘርላንድ፡ ኣህጉራዊ ተቓውሞ የድሊ።

ኣንጻር ከም በዓል ሩኣግ፡ ታለስን፡ ራይንሜታልን ዝኣመሰሉ ኣጽዋራቶም ናብ መላእ ዓለም ዝሰደዱ ኢንዱስትሪታት ኣጽዋር።

ኣንጻር ወተሃደራዊ ምግባርን ግዳማዊ ምግባርን ዶባት ሕብረት ኤውሮጳ ብወተሃደራዊ ትሕተ ቅርጽን ቴክኖሎጂታት ምክትታልን ዝድገፍ ሳዕቤን ዘለዎ ካብ ማእከላይ ባሕሪ ክሳብ ሊብያ፡ ሞሮኮ፡ ሱዳን፡ ኒጀርን ካልኦት ብዙሓት ሕብረት ኤውሮጳ ህግታት ዝስሕበሎም ቦታታትን።

ኣንጻር እቲ ንምቁጽጻርን ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝፍጸም ዓመጽን ሕጋውነት ዝህብ ዓሌታዊ ጸጥታዊ ትረኻ።

ምፍራስ ዓለማዊ ኢንዱስትሪ ኣጽዋርን ምድንፋዕ ሓባራውን ሓላዪን መሓውራትን ምጽናእ።

ንህይወት ዘኽእል ሃዋህው፡ ምድርን መጻእን ንኹሉ መጻኢ ወለዶ።

ንወድ ስብ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቅስቓስ ናጽነት  ንኹሉ።

አብ ዓለ ም ንደለዉ  ኩሎም .ምስቶም ውጹዓትን ፣ዝተመዝመዙን፣ ዝተመንዝዑን  ንምትሕብባር

ንሓደ ኣንጻር፡ ዓብላልነት ጾታ ድይብሉ፣ ዓለምለኻዊ ሰውራዊ መስርሕ ምዃኑ’ዩ።

ንፕላኔት ካብ ወተሃደራዊ ስርዓት  / ሚሊተሪዝም/ ወጻኢ ምግባር!

ባህሊ ሓልዮት – ባህሊ ኲናት ኣይኮነን!

የመንከባከብ ባህል – እንጂ  የጦርነት ባህል አይጠቅምም!

ኖቬምበር 17-25፣ 2023

በወታደራዊነት አገዛ/ ሚሊተሪዝም/ ላይ ዓለም አቀፍ የድርጊት ቀናት

በተመሳሳይ ጊዜ ከሚካሄዱት ከዓለም አቀፋዊ የፀረ-ወታደራዊ  አገዛ/ ሚሊተሪዝም/ እርምጃዎች ጋር በተለያዩ የሀገር አውዶች የተደራጁ፣ በአለም አቀፍ ደረጃ ወታደራዊ አወቃቀሮችን እና ከበዝባዥ እና አድሎአዊ ስርዓቶች ጋር ያላቸውን ግንኙነት ለመቃወም ሰፊ ተቃውሞ ይዘጋጃል።

የወታደራዊነት አገዛ/ ሚሊተሪዝም/ በስፋት መቀበል የቡርጂዚ አስተሳሰቦች እና ርዕዮተ ዓለም ላይ የተመረኮዘ ነው።  በዚህ ጊዜ ይምናያቸዉን ችግሮች አንደ መደበኛ ክስተት በማየት  የካፒታሊዝምን/የገበያ መር ስርአት፣ የቅኝ ግዛት ህልውናን ለማረጋገጥ አደጋዎችን እንደ “አስፈላጊ ክፋት” ይታያሉ፡፡

እነዚህ ስርዓቶች  በሰው ልጅ ህይወት ላይ ቀጣይነት ባለው ውድመት ላይ የተመሰረቱ ናቸው ሰራተኛው ማህበረሰብ፣ አካል ጉዳተኞች ፣ የተገለሉ ጾታ አባላት ፣ ጥቁር ፣  እና የቦታው ተወላጅ ሰዎች – እንዲሁም በአጠቃላይ ሕይወትን ፣ ተፈጥሮን ፣ ፕላኔትን  የሚያፈናቅልና አደጋ ላይየ የሚጥል ርዕዮተ ዓለም ላይ  የተመሰረተ ነዉ።

ከዚህ በላይ የወታደራዊነት አገዛ/ ሚሊተሪዝም/   በነጭ የበላይነት ፣ በካፒታሊዝም እና በወንዶች የበላይነት ስም ፉክክር እና የጦርነት አስተሳሰብን ያጠቃልላል። ፣ ገዳይ ድንበሮችን ማቋቋም እና ቀጣይነት ያለው የጥቁር ፣  እና የቦታዉ ተወላጆች ሰብአዊነት ማጉደል እና ግድያ ያስፋፋል ።

ስለዚህ ሕይወትን የሚያሻሽሉ ትቅዋማት እና የአኗኗር ዘይቤዎችን ከፈለግን እኛ እራሳችን መፍጠር አለብን። የፕላኔቷ ወታደራዊ አገዛዝ ጨቋኝ ስርዓቶችን  ማቆም ማለት  ጨቋኝ ስርዓቶችን   ማጥፋት እና  በምትኩ ለወደፊት  መልካም ራዕይ ለመጀመር መሰማራት ማለት ነው

ስለዚህም ከ 17 እስከ 25 ቀን 2023 ዓ.ም ባለዉ አንድ ሳምንት ዉስጥ በተለይ ከቅኝ አገዛዝ ነፃ የሆነ ፣ ዓለምአቀፋዊ ፣ የወንድ የብላይነትን የማያምኑ  የተለያዩ የወታደራዊነት አገዛ/ ሚሊተሪዝም/   የሚቃወሙ ጥበባዊ አለያ ድርጊትዊ ፕሮግራሞችን ለማዘጋጅት ለሚፈልጉ የተለያዩ ግለሰቦችን እንዲሁም ማህበራትን   እንጋብዛለን። ትናንሽ ድርጊቶችም/ ፕሮግራሞችን ጥሩ ተቀባይነት አለዉ ።ስዊዝን አስመልክቶ የጦር መሳሪያ አምራች እና አከፋፋይ እንደመሆንዋ መጠን ሂስ ሰጪ ዓለምአቀፋዊ የትግል እና የተቃዉሞ ጮራ ያስፈልጋል።

ተቃዉሞዉ  በጦር መሣሪያ ኢንዱስትሪዎች እንደ Ruag /ርዋግ/፣ Thales /ታለስ እና Rheinmetall ራይን ሜታል  ያሉ የጦር መሣሪያዎቻቸውን አምራች እና አከፋፋይ  በዓለም ዙሪያ ወደ ውጭ በሚልኩ ለይ ነዉ።

ተቃዉሞዉ በወታደራዊ መሠረተ ልማት እና በክትትል ቴክኖሎጂዎች የተደገፉ የአውሮፓ ህብረት ድንበሮችን ወታደራዊ እና ስደተኞችን ለተጨማሪ ሞትና እንግልት የሚዳርጉ የአውሮፓ ህብረት መርሆችን ከአዉሮፕ ትነስቶ እስከ ሜዲትራኒያን ባህር እስከ ሊቢያ፣ ሞሮኮ፣ ሱዳን፣ ኒጀር እና ሌሎች ሀገራትን የሚነካ ነው።

ተቃዉሞዉ በሰዎች ላይ  የሚደረገዉ ቁጥጥር እና ጥቃትን ህጋዊ መልክ እነዲኖረዉ የሚያደርጉትን ክፍሎች ምንም እንኾን ህጎቹ ዘረኛ የደህንነት ትረካ ላይ የተመረኮዘ ስለሆነ።

ፍላጎታችን እና ጥረታችን የአለም አቀፍ የጦር መሳሪያ ኢንዱስትሪ እንዲጠፋ በምትኩ  የጋራ እና የእንክብካቤ መዋቅሮችን የሚያስተዋወቅ ባህል እንዲስፋፋ ነዉ.

ፍላጎታችን እና ጥረታችን ሕይወትን መደገፍ ለሚያስችል አካባቢ፣ ሕይወትን መደገፍ ለሚያስችል መሬት እና ወደፊት ለሚመጣው ትውልድ ሁሉ ነዉ።

ለሁሉም ሰው  ከቦታ ወደ ቦታ የመንቀሳቀስ ነፃነት።

አጋርነታችን  በአለም ለይ ለሚኖሩ ለተጨቆኑ፣ ለተበዘበዙት እና ለተነጠቁት ወገኖች በሙሉ።

ከቅኝ ግዛት ነጻ የሆነ ፣ ከጾታዊ የበላይንት ነጻ የሆነ   አለማቀፋዊ አብዮታዊ ሂደት!

ፕላኔቷን የወታደራዊነት አገዛ/ ሚሊተሪዝም/   ነፃ አድርጉ!

 

የመንከባከብ ባህል – እንጂ  የጦርነት ባህል አይጠቅምም!